Welcome to Tigray Today you tube channel. The purpose of this you tube channel is to promote current affairs also publicize the culture and music of northern part of Ethiopia ( Tigray). Tigray Today you tube channel aims to promote authentic content from traditional weddings, ceremonies, festivals, live music and other gatherings from Tigray, Ethiopia.
This channel will provide real event documented videos to all the values of Tigrians in the northern Ethiopia. In addition to this you tube channel promotes new talents from Tigray, Ethiopia. There are a lot of talented musicians and dancers located in Tigray, Ethiopia, who have no facilities or financially weak that is not allowing them to further their talents. This youtube channel is here to create awareness and find possible sponsors and also help out by funding income gained on youtube.
Tigray Today
#TDF
1 month ago | [YT] | 2
View 0 replies
Tigray Today
ናይ ጭንቀት መልእኽቲ ንኣብዩ ካብ ኤርትራ #ሕዳር 10 2016 #november 20, 2023
https://youtu.be/P8X_A0jyDGs?si=ZTVsu...
2 years ago | [YT] | 6
View 0 replies
Tigray Today
www.facebook.com/share/p/3AmHDcNQBAMaAWSE/?mibexti…
3 years ago | [YT] | 18
View 0 replies
Tigray Today
“. . . ሓዱሽ ዝፀሓፍ ታሪኽ ብመስዋእትነት ኣያታትና ምስ ኣብረቕና ብቓልስና ኣብ ዘግሃድናዮ ፋና ናፅነት ሕልፊ ተረባሕቲ ክንኸውን እንተይሓለምና የግዳስ ሕልፊ ሸቂልና ነገራት ክነቅንዕ ሕልፊ ተሰዊእና። ማዕርነት ሓድነት ኣቐዲምና በዝን በትን ውልዕ ጥፍእ ንዝብል ማስቃ ዘረባታትን እኩይ ተግባራትን ልቢ ኣዕቢና ተፃዊርና ነዊሕ ተጓዒዝና። እንተስ ልቢ ክነዕቢ ኢልና እንተስ ክንቃለስ እናተገበአና ሸለል ኢልናዮን እተን ማስቃ ዘረባታት ፣ ዘረባታት ኮይነን ኣይተረፋን። ኣብ መወዳእታ ኣብ ጉዕዞ ታሪኽ እናተዋህለለ ዝመፀ ማዕበል ጥፍኣት ኣብ ልዕሌና ወዲቑ! . . .”
ተጋዳላይ ጌታቸው ረዳ
ኣባል ፈፃሚት ህወሓትን ፕረዝደንት ግዚያዊ ምምሕዳር ትግራይን ተጋዳላይ ጌታቸዉ ረዳ ትማሊ ኣብ ሓወልቲ ሰማእታት ትግራይ መቐለ ዝተኻየደ መዓልቲ ዕላዊ ብሄራዊ መርድእን ሓዘንን ዝኽሪ ሰማእታት ትግራይ ተረኺቡ ዘስምዖ መደረ:-
"ኣብ ቅድሚ እቲ ውፃእ መዓት ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ደው ኢለ ፅንዓት ይሃብኩም ክብል ይኸብደኒ እዩ”
ክብል ዝተሰመዖ ሓዘን ገሊፁን ኣስዒቡ’ውን
“ተገሪህናዶ ተጋጊና ብዘየገድስ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝገጠመና መከራ ኣዝዩ ሕሱም እዩ!"
ሙሉእ ትሕዝቶ www.facebook.com/100064965275603/posts/pfbid02FDSn…
3 years ago | [YT] | 33
View 0 replies
Tigray Today
ኣብ ውግእ ትግራይ 85 ሽሕ ሰራዊት ኤርትራ ሞይቶም
ንዝርዝሩ
👇
https://youtu.be/fidP_tGuYh4?si=919XL...
3 years ago | [YT] | 20
View 0 replies
Tigray Today
ካብ ጥቅምቲ 3 ክሳብ 5 /2016 ዓ.ም ዝትግበር መምርሒ ብሄራዊ መዓልቲ ሓዘንን ክብርን ስውኣት ትግራይ ዕላዊ ኾይኑ።
~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~
ኣብ'ቲ ካብ ጥቅምቲ 3 ክሳብ 5/2016 ዓ.ም ዝትግበር መዓልቲ ሓዘን በመምርሒ ዝተኸልከሉን ብሕጊ ዘቕፅዑን ተግባራት ተነፂሮም ኣለው።
1. ዝኾነ ድምጺ ዝፈጥር ንግዳዉን ዘይንግዳውን ተግባርን ስፖርታዊ ጸዋታን ዝተኸልከሉ እዮም።
2. ትካላትን ክለባትን ሙዚቃን (ጓይላን ትልሂትን ቀትሪ ይኹን ለይቲ ዘካይዳ) ይዕጸዋ።
3. እንዳ መስተ, ባራት, እንዳ ቡንን ተመሳሳሊ ኣገልግሎት ዝህቡን ይዕጸዉ።
4. ኣብ መርዓ, ክርስትና, ልደት ዝመሰሉ ድግሳትን ማሕበራዊ ምንቅስቓሳትን ድምጺ ሙዚቃ, ጓይላን ካልእ ድምጺ ዝፈጥሩ ተግባራትን ምክያድ ዝተኸልከለ እዩ።
5. ጥይት ምትኳስ ዝተኸልከለ እዩ።
ኣብ ብሄራዊ ሓዘንን ድሕሪ ምዝዛሙን ካልእ ተለዋጢ መምርሒ ክሳብ ዝወሃብ ንዘይተወሰነ ግዘ ፍጹም ክልኩላት ዝኾኑን ብሕጊ ዘቕጽዑን ዝርዝር ተግባራት :
1. ኣስክሬን ስዉእ ካብ ዝዓረፈሉ ቦታ ምልዓል/ምዝዋር :
2. ሓወልቲ ስዉእ ምስራሕ ወይ ስዉእ ዝዓረፈሉ መቓብር ምምሕያሽ/ምልዋጥ :
3. ብዛዕባ ስዉኣት/ኣስክሬን ስዉኣት ዝዓረፈሉ ቦታ ሓበሬታ ንምሃብ ጥቕምን ክፍሊትን ምሕታትን ምቕባልን :
4. ክብርን መንፈስን ስድራ ስዉኣት ዝጎድእን ክብሪ ዕላማ ስዉኣት ዘህስስን ዝኾነ ይኹን ተግባር ምፍጻም :
5. ትካላት ንግዲ ውልቀ ከይሓወሰ መንግስታዊ ኣብያተ ዕዮን ዘይመንግስታዊ ትካላትን ይዕፀው።
ኣብ'ቲ መምርሒ ዝተጠቐሱ ሕግታት ንዘየኽብሩን ንዝጥሕሱን ውልቀሰባትን ትካላትን ካብ 10 ክሳብ 50 ሽሕ ብር ቅፅዓት ዝተቐመጠ ኾይኑ : ነቲ ዝተቐመጠ መምርሒን ቅፅዓትን ከፈፅም ፓሊስን ኣካላት ፍትሕን ዘካተተ 8 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ተጣይሹ ኣሎ።
www.facebook.com/100064965275603/posts/pfbid0331sB…
3 years ago | [YT] | 65
View 1 reply
Tigray Today
መግለፂ ማእኸላይ ኮሚቴ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ (ህወሓት)
www.facebook.com/100064965275603/posts/pfbid0mrq7L…
3 years ago | [YT] | 27
View 0 replies
Tigray Today
... ዝቐፀለ 3 ...
#ተወሰኽቲ ነጥብታት ካብ መግለፂ ፕረዚደንት ጌታቸው ረዳ
Tigray Today/ትግራይ ቱደይ
★ ኣብ ዝሓለፉ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ንህዝብና ዝግበኦ መብርሂ ዘይሃብና ትግበራ ብመሰረት t ውዕሊ ፕሪቶርያ ወፅኢታዊ ተግባር ሒዝና ክንመፅእ ኢልና እዩ።
★ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ብውዕሊ ፕሪቶርያ ይኹን በቲ ሕገ መንግስቲ መሰረት ሰላሙ ክረጋገፅ ምግባር ዓበይ ዕማም ሒዝና ኢና ስራሕ ጀሚርና።
★ ውዕሊ ፕሪቶርያ እንትንፍረም ዘለዎ ኣፈላላይትን ግዝኣት መሬትን ብሕገ መንግስቲ ጥራሕ ክውሰን እንተተገይሩ ኢና ፈሪምና።
★ ኣብቲ ከይዲ ትግበራ ውዕሊ ፕሪቶርያ ዝተሓላለኸ እዩ።
★ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ንህዝቢ ትግራይ ረብሓ ክንብል ዝኽፈል መስዋእቲ ክንኸፍል ኢና ወሲና።
★ ግዛኣት ትግራይ ናብ ንብር ምምላስ ንፈዴራል መንግስቲ ሓላፍነቱ ተዋሂቡዎ፣ እቲ ከይዱ ንምስላጥ ኢልና ኢና ምስ ኣመራርሓ ኣምሓራ እውን ርክብ ጀሚርና ነይርና ።
★ ኣብ ምዕራብን ደቡብ ትግራይን በሓይልታት ኣምሓራ ዝተጣየሸ ምምሕዳር ብፌደራል ፓሊስን መከላኸሊ ሀገር ክፈርስ እዩ ምስ መንግስቱ ፌደራል ኣብ ምርድዳእ ዝበፃሕና።
★ ግዝያዊ ምምሕዳር እግሩ ከይተክል ብዝተወደበ መንገዲ ዝሰርሑ ኣካላት ኣለዉ እዮም።
★ ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ መቐለ ዝተንጠልጠለ እዩ ፣ናይ መንግስቲ ቁመና ኣይሓዘን
★ ተሓታትነት ብዝምልከት ሽግግር ፍትሒ ፅቡቕ ዋላ እንተኾነ ኣብ ጉዳይ ትግራይ ግን ዝተፈለየ ነገር ይሓትት እዩ።
★ ምስቶም ገበን ፈፂሚም ንብሎም ዘለና ኢና ንሰርሕ ዘለና ፣ስለዚ ናይ ተሓታትነት ጉዳይ ናይ ስራሕ ክፍፍል ንግበረሉ ኡሎም።
★ ንህዝብና ተስፋ ኣርኢና ክንክሕሶ ይግባእ።
★ ምስፋሕ ፓለቲካዊ ምህዳር ምስፋሕ ረብሓኡ ንህዝቢ ትግራይ እዩ።
★ ምፍላይ መንግስትን ውድብን አገዳሲ ዛዕባና እዩ
★ ኣንፃር ውዕሊ ፕሪቶርያ ምስራሕ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ሓደጋ ዝእትው እዩ።
★ ጉዳይ ፀጥታን ሰላምን ምርግጋፅ ዝምልከት ፓለቲካዊ ሽግር እዩ፣ ኣካላት ፀጥታ ናይ ምንቅስቓስ ጉዳይ ጥራሕ ኣይኮነን።
★ ኣብ ምጥንኻር ዴሞክራሲያዊ ትካላት ሰፉሕ ጉድለት እዩ ተፈፂሙ ዘሎ
★ ብዝተገበረ ምፅራይ መንግስቲ ዘይፈልጦም ቤት ማእሰርቲ ተረኺቦም እዮም።
★ ስርቂ ሕጋዊ ዝኾነሉ ኩነታት እዩ ተፈጢሩ ዘሎ፣
★ ምርግጋፅ ፍትሕን ሰላምን ኣብ ብጣዕሚ ኣፀጋሚ ብርኪ እዩ በፂሑ ዘሎ።
★ ምስ ምጥፍፋእ ሰብኣዊ ሓገዝ 480 ሰባት አብ ትሕቲ ቀይዲ ከምዘለው ገሊፆም እዮም።
★ ሰብኣዊ ሓገዝ ቶሎ ክጅመር እናተረዳዳእና ኢና ዋና ነገር ግን ዓቕምና ምጥቃም እዩ።
3 years ago | [YT] | 30
View 0 replies
Tigray Today
በወራሪው የአማራ ሓይል ተይዞ የነበረው የደቡብ ትግራይ ወረዳዎች አስተዳደር ፈርሶ በፌደራል ፖሊስ ቁጥጥር ስር ገብተዋል ቢባልም ተስፋፊዎቹ ጭፍጨፋቸው ቀጥለውበታል።
www.facebook.com/100064965275603/posts/pfbid0bX2pS…
3 years ago | [YT] | 7
View 0 replies
Tigray Today
#በዓል_ዋሪ_ኣብ_ኣኽሱም ‼
#ትክኽለኛ ምስሊ ዓይኒ ዋሪ ኣይናይ እዩ?
#ዓይኒ ዋሪ ዝብል ቃል ትርጒሙ ናይ #ዋሪ ዓይኒ ማለት እንትኸውን #ዋሪ እትበሃል #ዓይነት ዑፍ የመልክት።
ስለዚ ዋሪ ዒፍ እያ። ናይ ዋሪ ዓይኒ ድማ ፃዕዳን ቀይሕን #ሕብሪ ዘለዎ ኮይኑ ካብኣ ዝመፀ ንኣዴና ማርያም ዝተውሃበ ውዳሴ እዩ (መዝገበ ፣ 2010)።
ነዚ መረጋገፂ እውን ጠቢቡ ሰሎሞን ብመኃልይ መዝሙሩ "ርግብየ ይበላ በእንተ የዋሀታ ወሰናይት በእንተ ኣርምሞታ" ዝብል ዀይኑ ትርጉሙ ድማ ስለ የዋህነታ ርግበይ ይብላ ፤ ስለ ስቕትኣ/ትዕግስትኣ/ ድማ #ፅብቕተይ ይብላ ዝብል ትርጕም ኣለዎ።
#ዓይኒ ዋሪ #ፍካሬያዊ ትርጉሙ #ሽልምቲ ዒፍ ማለት እንትኸውን ተምሳሌታዊ ውክልንኡ ድማ #ንታወተ ፅዮን፣ #ንኣዋልደ ፅዮን፣ ንቕድስቲ ድንግል ማርያም፣ ንወርሒ ነሓሰ #ፅባቐ ገፀ መሬትን ይገልፅ።
#ሕብረ ቀለማት ዒፍ ዋሪ ንመን ይመስል?
#ዒፍ ዋሪ ፥ #ውቕብቲ፣ መፃውቲ ቆልዑ "#ብይ" ዝመስል ሰማያዊ ዕንቍ ሕብረ ቀለማት ዘለዋ እንትኸውን ካብ ካልኦት ዓሌታት ኣዕዋፍ ዝተፈለየት፣ ንዓይኒ ሰሓቢት ዝኾነት፣ ካብ 24 ነሓሰ ክሳብ መጀመርታ ወርሒ ጥቕምቲ ብፍሉይን ስሕት ኢላ እትርኣይን ዑፍ እያ።
ትክኽለኛ ስእሊ ዒፍ ዋሪ ካብዚ ንታሕቲ ኣቕሪበዮ ኣለኹ፤ ካብዚ ወፃኢ ኣብ ዝተፈላለዩ ባነራት ዝቐርቡ ስእልታት ንዒፍ ዋሪ ዝውኽሉ ኣይኾኑን።
ብ @Mezgebe_Ze_Bazien ንቡዝሕ ዓመታት ኣብ ዓይኒዋሪ መፅንዓትን ምርምርን ድሕሪ ምክያድ ዝፅሓፎ ፅሑፍ፡፡
#ሰናይ ቅንያት በዓል #ዓይኒ ዋሪ ኣብ #ኣኽሱም ንጋነ‼
3 years ago | [YT] | 21
View 0 replies
Load more