We are Eritrean gabla tv we brings#eritreanmusic,#eritrean movies#comedes, #video clips,#eritrean films enjoy it.wel came.ሰላም ሰላም ካብዚቻነል ምውራድ ብዙሕ ክሳራን ጉዳትን ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ኣውሪድካ ምዝርጋሕ ውን ክልኩል እዩ ብምትሕብባርኩም ነመግን።
Copyright © gablatv 2024
An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
youtube.com/channel/UCOKfxcFDQmT02IPg5VVnnWw
#eritreanfilm2024
#eritreanmusic2024
#ethiopean movie2024
#ethiopean comedy2024
#ethiopean film2024
#tigrina movie2024
© All rights reserved.
GABLA TV
COMING,,,,,SOON"ድሜት"ደራሲ/ዳይረክተርን ነፍሰሄር/ኣማኑአል ዘርኣይ
ንዓርቢ ሰዓት 2፡00pm texebeyuna
https://youtu.be/hxd4mCKGysk?si=wo-RB...
1 week ago | [YT] | 147
View 5 replies
GABLA TV
👇👇🎬🎬COMING,,,,,,SOON🎬🎬👇👇
👋ሰላም ሰላም ንኩሉኹም ኣባላት ስድራ ጋብላ ቲቪ፡ንሎሚ ከኣ "ድሜት" ዘርእስታ ምልእቲ ፊልም ንዓርቢ ሒዝናልኩም ንመጽእ ምህላውና ከነበስረኩም ንፈቱ።ከምቲ ልሙድ ሽር፡ላይክ፡ኣይንረስዕ ሃናጺ ርኢቲታትኩም ከምኡ ውን ነቐፌታ ክንቅበል ድልዋት ኢና።
☝️writer/Director---Amanuel zeray
☝️producer---Gabla Tv
☝️cinomatography---James video production
☝️Camera---Fineze yemane
☝️Sound----Finan teweldebrhan
☝️Editor----Aron(G/AG2)
☝️Make up---Ermyas mengesha(dunga)
☝️Poster-----Abiel( Ak creative)
☝️Production manager----GATU
☝️Stars--Fish/suzan/T qube/Ermyas/senayt
☝️ፊልም ድሜት፡ነፍሰሄር ደራስን ዳይረክተርን ሓውና ኣማኑኤል ዘርኣይ ቅድሚ ሕልፈቱ ልክዕ ቅድሚ ሓደ ዓመት ምወላ ካብ ጋብላ ቲቪ ረኺቡ ዘበገሳ ስራሕ እያ ኔራ።ኣብቲ ግዜቲ ኣብዛ ስራሕ ዝተሳተፉ ሰባት ውን ከም ዝዝክርዎ፡እዛ ስራሕ ክውንቲ ንክትከውን ኣብ ግዜ ቀረጻ ስእሊ ብዙሕ ውረድ ደይብዩ ኣሕሊፉ።ዋላኳ ቀረጻ ስእሊ ብክንደይ ሓርጎጽጎጽ እንትተወድአ ሕጂ ውን እቲ ሽግር ኣይተጋደፎን ኤዲተር ብመገሻ ካብ ኢትዮጵያ ስለጽወጸ እታ ፊልም ውን ምስኡ ሽታ ማይ ኮነት።ወርሒ ብወርሒ እንዳተተኻኽአ ከኣ ጥሪ 2026 ኣተወት ፡እቲ ኣብ ስነጥበብ ብዙሕ ሕልምን ራእን ዝነበሮ ኣማኑኤል ሕልምታቱ ከየስመረ ኣብ ውልዶ ዕድሚኡ ኣብ ከባቢ ልደት ብሃንደበታዊ ሕማም ነዛ ስራሕ ከይተረከባ ብሞት ተፈልዩና።ብድሕሪ ሞቱ ግን ኤዲተር ደሃዩ ተረኺቡ ንኣባላት ጋብላ ቲቪ ኣረኪቡና።
☝️ደጊምና ንነፍስሄር/ስነጥበባዊ ኣማኑኤል ዘርኣይ መንግስተሰማያት የዋርሶ ንብል፡
☝️ንምሉኣት ስድራቤት ከኣ ጽንዓት ይሃብ።
1 week ago | [YT] | 106
View 4 replies
GABLA TV
👇👇👇👇ፊልም ነዊሕ ቀጽሪ👇👇👇👇👇
https://youtu.be/e0Ujm_6auG4?si=olwGd...
3 weeks ago | [YT] | 92
View 1 reply
GABLA TV
⛪️🌼🌼🌼🌼🌼እንቋዕ ናብ ብርሃነ መስቀሉ ብሰላም ኣብጸሓና🌼🌼🌼🌼🌼🌼⛪️
❤️ዓመተ ሰላም
❤️ዓመተ ፍቅሪ
❤️ዓመተ ራህዋ ይግበረልና
1 month ago | [YT] | 209
View 3 replies
GABLA TV
🌼🌼🌼ርሑስ በዓል እንቋዕ ኣብጸሓና🌼🌼🌼
2 months ago | [YT] | 149
View 0 replies
GABLA TV
ሰላም ሰላም ዝተፈተኹም ኣብ ኩሉ ኩርንዓት ዓለም ዘለኹም ተኸታተልቲ ጋብላ ቲቪ፡ከምዝፍለጥ ብቴክኒካዊ ጸገማት ንንውሕ ዝበለ ኣዋርሕ ጠፊእና ብምጽናሕና ይቕሬታ እንዳሓተትና።ካብ ሕጂ ንኔው ግን ኩሉ መደባትና ኣጻፊፍና ንዓኹም ንምዝንጋዕ ከምኡ ውን ዝተፈላለየ ገጻት ሂወት ዝፍትሹ ኮሜዲታትን ፊልምታትን ሒዝና ንመጸኩም ኣለና፡ከምቲ ኩሉ ግዜ እትገብርዎ ሸር፡ላይክ፡ሳብስክራይብ ሕጂ ውን ዕቤት እዚ ቻነል ቀንድን ወሰንትን ንስኹም ኢኹም'ሞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና።
ኣባላት ጋብላ ቲቪ
2 months ago | [YT] | 107
View 0 replies
GABLA TV
4 months ago | [YT] | 195
View 1 reply
GABLA TV
5 months ago | [YT] | 339
View 3 replies
GABLA TV
እንቋዕ ናብ ብርሃነ ትንሳኤ ብሰላም ኣብጸሐና።
7 months ago | [YT] | 54
View 1 reply
GABLA TV
ውልዶ ስነጥበባዊ ሓውና ኣማኑኤል ዘርኣይ
ፈጣሪ ኣብታ ዘይትሓልፍ ገነቱ ይቀበልካ።
በቲ ዘበርከትካዮ ስርሃትካን ምቕሉል ጠባይካን ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ፡
ብሰላም ዕረፍ!!!
9 months ago | [YT] | 74
View 10 replies
Load more