እንቋዕ ናብ ግዜና ቲቪ ብደሓን መጻእኩም!

ግዜና ቲቪ ናይ ኤርትራውያን ዲያስፖራ ድምጺ ኮይኑ፡ ሓቀኛ ዜና፡ ዓሚቚ ቃለ-መጠይቓት፡ ትምህርታዊ ትሕዝቶን ማሕበራዊ ምይይጣትን ዝቐርበሉ መድረኽ እዩ። ዕላማና ንማሕበረሰብና ምንቕቓሕ፡ ምምሃርን ምትእስሳርን እዩ።

እዞም ዚስዕቡ ሓደስቲ ፕሮግራማት ኣብ ቀረባ ግዜ ክትከታተሉ ኢኹም፦
• ደሃይ ስደትን ዲያስፖራን — ብዛዕባ ስደትን ሕግታት ዑቕባን ኣብ ኤውሮጳን ዓዲ እንግሊዝን
• ቃለ-መጠይቓት ምስ ክኢላታት: ቁጠባዊ ትንተናን ዓለማዊ ፖለቲካን
• ሓዲሽ ኮሜዲ ተኸታታሊ ድራማ
• ትምህርታዊ ትሕዝቶ

ነዚ ቻነል ሰብስክራይብ ግበሩ፡ ደወል ጠውቑ፡ ምስ ስድራቤትኩምን ኣዕሩኽትኹምን ኣካፍሉ።


Welcome to Gzena TV

Gzena TV is the voice of the Eritrean diaspora — a trusted home for honest news, in-depth interviews, educational content, and meaningful conversations.

Our mission is simple: to inform, educate, and connect Eritreans wherever they are.

What’s coming to the channel:

• Diaspora News — a structured program on immigration and asylum policy
• Global Analysis — economic insight on remittances, oil markets, and the forces shaping diaspora life

👉 Subscribe, hit the bell, and share with family and friends. Let’s build this community together.






Aklilu

ነጻ ትምህርቲ ብትግርኛ፡ ካብ ተቖጺርካ ምስራሕ ናብ ወናኒ ትካል 🎯

ስራሕካ ከይገደፍካን ገንዘብካ ከየጥፋእካን፡ ናይ ገዛእ ርእስኻ ትካል ብኸመይ ከም እትጅምር ዝሕብር ብነጻ ዝወሃብ ትምህርቲ። ብዙሓት ሰባት ትካል ክጅምሩ ዝሓስቡ ግን ብፍርሕን ብዘይምፍላጥን ስጉምቲ ኣይወስዱን። እዚ ትምህርቲ ከኣ ነዚ መልሲ ክህበኩም እዩ።

📅 ቀዳም 7/11/2026
⏰ ሰዓት 9፥00 ናይ ምሸት ብናይ ኤርትራ
💻 ብቐጥታ (Live)፣ ብነጻ

ቦታ ውሱን ስለ ዝኾነ፡ ነቲ QR ኮድ ስካን ጌርኩም ሎሚ ተመዝገቡ 👇
Link: www.aklilu.co/webinar

22 hours ago (edited) | [YT] | 28

Aklilu

ሊድያ ኣብ ካናዳ ካልጋሪ ትቕመጥ ኤርትራዊት ንወዲሓትናኣ ክትሕግዞ ኢላ ኣብ ገዝኣ ክትሕግዞ ኢላ ምስ ኣእትወቶ ዝገበራ።

ነዛ ሊንክ ተዊቕኩም እንተዉ።

2 days ago | [YT] | 14

Aklilu

ትካል ክትከፍቱ ትደልዩ፧ ወይ ድማ ትካል ዘለኩም ፧

ንነዊሕ ግዜ ኣብ ዩትዩብ ሓሳባት ጥራይ ክህበኩም ጸኒሐ። ሕጂ ግን፡ ነቲ ሓሳባት ናብ ስራሕ ዝቕይር ትምህርቲ፡ ኣብ ናተይ ዌብሳይት ተዳልዩልኩም ኣሎ — ብትግርኛ፡ ኣብ ዝደለኹሞ ሰዓት፡ ስራሕኩም ከይገደፍኩም።

ኣርባዕተ ኮርሳት ኣለዋ፡

1️⃣ ካብ ተቖጺርካ ምስራሕ ናብ ወናኒ ትካል — ዘዋህለልካዮ ገንዘብ ከየውጻእካ፡ ትካልካ ከመይ ከም እትጅምር
2️⃣ ዓማዊል ናብ ትካልካ ከም ዝመጹ ግበር — ደድሕሪ ዓማዊል ኣብ ክንዲ እትኸይድ፡ ንሳቶም ናባኻ ከም ዝመጹ ከመይ ከም እትገብር
3️⃣ ንስኻ ኣብ ዘይብሉ ዝሰርሕ ትካል መስርት — ስርዓት ምሕደራ፡ ብቑዓት ሰባትን ኣተሓሕዛ ገንዘብን
4️⃣ ዘዐውተካ ሸቶን ልምድን ህነጽ — ናጻ ኮርስ። ክፍሊት የብሉን፡ ስምኩምን ኢመይልኩምን ጥራይ።

ካብታ ናጻ ኮርስ ጀምሩ። ኣብዚ ተመዝገቡ 👉 www.aklilu.co

ሕቶ እንተልዩኩም፡ ብዋትስኣፕ ንኣኽሊሉ ርኸቡ፥ +256708951146

ኣብ ሂወት ዝዕወት እቲ ዝሃርፍ ዘይኮነስ፡ እቲ ስጉምቲ ዝወስድ እዩ። ሎሚ ስጉምቲ ውሰዱ።

1 week ago (edited) | [YT] | 230

Aklilu

ኣብ ካምፓላ፥ ኪጋሊ ወይ ናይሮቢ ኣፓርትመንት ክትገዝእ ትደሊ ዲኻ? ኣብዚ ሊንክ ኣቲኻ ብነጻ ተመዝገብ፡ ዝርዝር መረዳእታ ድማ ክስደደልካ እዩ።

👉 buywithaklilu.com/

ተወሳኺ ሓበሬታ ፥ +256708951146 ብ WhatsApp ርኸቡና

2 weeks ago (edited) | [YT] | 44

Aklilu

"ንደገ ዝሪኢ ይሓልም፡ ንውሽጢ ዝሪኢ ግን ይበራበር።"

ኢሳያስ ተስፋይ ኣብ 13 ዓመቱ ብርሃን ዓይኑ ስኢኑ። ሎሚ ግን ኣብ ጀርመን ናይ ገዛእ ርእሱ ትካል ኣለዎ፡ ጀርመናውያን'ውን ኣብ ትሕቲኡ ይሰርሑ። ብኸመይ? ዝሓለፎ መገድን ዝኣምነሉ መትከላትን ባዕሉ ይነግረና።

ሙሉእ ዕላል ኣብዚ ተኸታተሉ 👇

https://youtu.be/xD4CHLeklrk?si=KgmzJ...

2 weeks ago | [YT] | 403

Aklilu

ናይ ገዛእ ርእስኻ ትካል ክትጅምር ትደሊ ፥ግን ሓደ ነገር ደው ኣቢሉካ ኣሎ።

እቲ ምኽንያት እንታይ እዩ? እኹል ገንዘብ ዘይምህልው? ከይትኸስር ፍርሒ? ሓሳብ ዘይምህላው? ወይስ ካልእ?

መልስኻ ኣብ ታሕቲ ጽሓፈልና ። ካብ መልስኻ ተበጊስና ብቐጥታ ዝምልስ ቪድዮ ክንሰርሕ ኢና።

1 month ago | [YT] | 523

Aklilu

ኣብ ስደት ኩሉ ሰብ ዝገብረን ጌጋታት

3 months ago | [YT] | 20

Aklilu

ብውሑድ መበገሲ ገንዘብ ትካል ናይ ምክፋት መደብ እንተልዩካ ካብዘን ክልተ ኣማራጺታት ኣየነይቲ ምመረጽካ?

4 months ago | [YT] | 81

Aklilu

📌ተወዳደርቲ ከማልእዎ ዘለዎም ረቛሒታት

1. ብማሕበራዊ ስነ ፍልጠት ከም ጋዜጠኝነት፡ ስነ ሕብረተሰብ፡ ቋንቋ፡ ፖለትካዊ ስነ ፍልጠት ዲግሪ ወይ ማስተርስ ደግሪ ዘለዎ፣
2. ብኻልእ ዓውዲ ዲግሪ ወይ ማስተርስ ሃልይዎ ተወሳኺ መጽሓፍቲ ናይ ምንባብን ጽሑፍ ናይ ምድላውን ክእለት ዘለዎ፣
3. ማሕበራዊ ሚድያ ዝከታትል፡
4. ኣብ ዩጋንዳ፡ ካምፓላ ዝቕመጥ፣
5. ናይ ቋንቋ እንግሊሽ ጽቡቕ ምልከት ዘለዎ፣
6. ኣብ ቤት ጽሕፈትና መጺኡ ክሰርሕ ዝኽእል፣

6 months ago | [YT] | 82

Aklilu

ናይ ሓድሽ ዓመት ሂያበይ ንዓኹም

https://youtu.be/twCYe38xW5o?si=aqRhS...

10 months ago | [YT] | 375