MAHDER PRODUCTION 

| ማህደር ፕሮዳክሽን |

ማህደር ፕሮዳክሽን ነጻ ናይ ምሕሳብን ምዝራብን ብቕዓት መንእሰያት ንምዕባይ፡ ኣብ ባህሊ፡ ፖለቲካ፡ ስነ-ልቦና፡ ስነ-ጥበብን ካልእ ተዛማዲ ኣርእስታትን ዘተኮረ ናይ ቪድዮ ድርሰትን ትንተናታትን ትዝርግሕ።

Mahder Production produces content that focuses on culture, politics, psychology, art, and other related topics to promote freedom of thought and expression among youth.


MAHDER PRODUCTION

ሰላም ስድራ-ቤት ማህደር-ፕሮዳክሽን፡ ከመይ ኣለኹም፧
ኣብዚ ሰሙን ክልተ ንሰለስተ ኣውርሕ ዝቕጽል ናይ ኦንላይን ስልጠናታት ንጅምር ኣለና። ንህቦ ትምህርቲ፣
• ስነ-ጽሑፍ
• ስነ-ምጎት
ኣብዚ ትምህርቲ ክትምዝገቡ ትደልዩ፡ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻ ርኸቡና፡
mahderacademy.com/
mahderacademy@gmail.com
+447496922263

የቐንየልና✌🏽
‪@MahderPro‬

3 months ago | [YT] | 620

MAHDER PRODUCTION

ዳኒ ወዲ-መምህር - ጥበበኛን ፋላስፋን ወዲ-ትኳቦ😎

1 year ago | [YT] | 3,183

MAHDER PRODUCTION

ዳኒ ወዲ-መምህር ምስ መምህር በየነ ገ/ሄር (ውፉይ) | Netherlands

1 year ago | [YT] | 3,071

MAHDER PRODUCTION

ን100 ሽሕኩም ተኸተልቲ (subscribers) ማህደር ፕሮዳክሽን፡ ስለ ኩለንትናዊ ተሳትፎኹም ኣዚና ነመስግን
‪@MahderPro‬

https://youtu.be/u81YC1Ml2uQ

4 years ago | [YT] | 4,961

MAHDER PRODUCTION

ደቂ-ሰባት ስለምንታይ ኣብ ሽርሕታት ይኣምኑ፧ (ምናልባት እንተሓሊፋትኩም)

ናብ ኣዕሩኽትኹም ምክፋል ኣይትረስዑ 😉😎

4 years ago | [YT] | 115

MAHDER PRODUCTION

ስዒረኪ ዓለም (ሓዳስ ናይ ቆርጫጭ ኣልቡም) ኣብዚ መላግቦ ብምጥዋቕ ክትረኽቡዋ ትኽእሉ music.apple.com/gb/album/siereki-alem/1586621123

🤩

4 years ago | [YT] | 88