🚨ሓድሽ ሓበሬታ ካናዳ! ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2026 ዝወጹ 5 ሓደሽቲ የታዊ ሓገዛት (CRA Benefits)🇨🇦 #eritrea

Watch on YouTube (Embed)

Switch Invidious Instance

Show annotations

203

7

Genre: Comedy

License: Standard YouTube license

Family friendly? Yes

Shared September 28, 2026

ኣብ ካናዳ እትርከቡ ነባሮር! ኣብ ወርሒ ጥቅምቲ 2026 (October 2026) ካብ ቤት ጽሕፈት የታዊ ካናዳ (CRA) ዝወጹ 5 ዓበይቲ ፋይናንሳዊ ሓገዛት ኣመልኪቱ እዚ ቪድዮ ትምህርቲ ይህብ። ኣገደስቲ ዕለታትን ክፍሊታትን፦ ጥቅምቲ 5: ሓድሽ የታዊ ሓገዝ (Canada Groceries and Essentials Benefit) ጥቅምቲ 9: ሓገዝ ሰራሕተኛታት (ACWB) ከምኡውን ናይ ኦንታሪዮ ትሪሊየም ሓገዝ (OTB) ጥቅምቲ 20: ናይቆልዑ ሓገዝ (Canada Child Benefit - CCB) ጥቅምቲ 23: ናይ ጉድኣት ኣካል ሓገዝ (Newfoundland and Labrador Disability Benefit) ዝርዝር ሓበሬታ ንምርካብ ን CRA My Account ብምእታው ንገንዘብኩም ተከታተሉ። 👍 ነዚ ቪድዮ ላይክ፣ ሼር እንዲሁም ሰብስክራይብ ብምግባር ንኻልኦት ኣካፍሉ። #Canada #CRABenefits #Tigrinya #ImmigrationCanada #CanadianNews #ጥቅምቲ2026 #duet #tigrinya #stitch #eritrian #habesha #ethiopia #greenscreen #snithabteab #tech